ናይ ሓበሬታ ስትረት ፖሊሲ (Privacy Policy)
- ዝተመኃየሸሉ ጊዜ ፣ ጥሪ 12, 2024
- ነዚ ናይ ኃበሬታ ስትረት ፖሊሲ ንመርበብ ኃበሬታና ኣብ እትጥቀምሉ እዋን፣ ናትኩም ኃበሬታ ብዛዕባ ምእካብ፣ ኣጠቓቕማን ቅሉዕ ምግባርን ናይ ግላውነት መሰልኩምን፣ እቲ ሕጊ ንመሰልኩም ብኸመይ ከም ዚሕልወልኩምን ዚገልጹ ፖሊሲታትን መስርሓትን ይገልጽ።
ግላዊ ውህሉል ኃበሬታኩም፣ ነዚ ኣገልግሎት እዚ ንምቕራብን ንምምኅያሽን ንጥቀመሉ። ነዚ ኣገልግሎት እዚ ብምጥቃምኩም፣ ብመሠረት ናይዚ ናይ ግላውነት መምርሒ፣ ናትኩም ኃበሬታ ክንእክብን ክንጥቀመሉን ተሰማሚዕኩም ኣለኹም።
- ኣተረጓጒማን መፍትሒታትን
- ናይ መጀመርያ ፊደሎም ብፍሩይን ብድሙቕን ዝተጻሕፉ ቃላት ብኸምዚ ዚስዕቡ ኲነታት ኪፍትሑ ይከኣል። እዞም ዚስዕቡ ኣተረጓጒማታት ብንጽል ወይ ብብዙኅ እንተገገልጹ’ኳ፣ ተመሳሳሊ ትርጉም ይህልዎም።
- ኣተረጓጒማታት
- ንዕላማታት ናይዚ ናይ ኃበሬታ ስትረት ፖሊሲ ዜገልግል።
- መለለይ
- ንኣገልግሎትና ወይ ንኽፍልታቱ ንኽትበጽሑ ኬኽእለኩም ተባሂሉ ዚፍጠር ፍሉይ መለለይ ኢዩ።
- ንግድ
- ብኣጠቓቕማ ዕላማታት CCPA (ሕጊ ግላውነት ዓማዊል ካሊፎርኒያ)፣ ንኹባንያ ከም ናይ ዓማዊል ኃበሬታ ዚእክብ ሕጋዊ ኣካል ዚቖጽርን፣ ንመስርሕን ኣገባባትን ኣጠቓቕማ ግላዊ ኃበሬታ ወይ ከኣ ኣብ ክንዲ እቲ ኃበሬታ ዚተኣከበሉ ብምዃን፣ ብግሉ ወይ ከኣ ምስ ካልኦት ብምዃን፣ ንመስርሕን ኣገባባትን ኣጠቓቕማ ግላዊ ኃበሬታ ዚውስን፣ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ዚነግድ የመልክት።
- ትካል
- (ኣብዚ ስምምዕ እዚ ከም “እቲ ትካል”፣ “ንሕና”፣ “ነኣና” ወይ ከኣ “ናትና” ተባሂሉ ዚጽዋዕ) ን”ኣዱላውያን” የመልክት።
- ንዕላማታት GDPR
- (ሓፈሻዊ ሥርዓት ኣተሓሕዛ ኃበሬታ) ብዚምልከት፣ ናይ ውህሉል ኃበሬታ ተቖጻጻሪ ትካል ኢዩ።
- ዓሚል
- ብኣጠቓቕማ ዕላማታት CCPA (ሕጊ ግላውነት ዓማዊል ካሊፎርኒያ)፣ ነባሪ ካሊፎርኒያ ዝኾነ ተፈጥሮኣዊ ሰብ ማለት ኢዩ። ነባሪ፣ ከም ኣፈታትሓ ሕጊ፣ (1) ንጊዜኡ ወይ ብመገሻ ዘይኮነ፣ ኣብ ዩኤስኤ ዘሎ ነፍሲ-ወከፍ ግለሰብን (2)ንጊዜኡ ወይ ብመገሻ ኣብ ወጻኢ ዚርከብ ኣብ ዩኤስኤ ዚነብርን ኢዩ።
- ኩኪታት
- ሓደ ካብ ብዙኅ ጥቕምታቱ፣ ኣብ ኮምፒዩተርኩም፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ መሳርሒታትኩም ወይ ካልእ ዝኾነ መሳርሒ ብመርበብ ኃበሬታ ዝተቐመጡ፣ ኣብቲ መርበብ ኃበሬታ ናይ እትገብርዎ ዳህሳስ ዝርዝር ዝሓዙ ነኣሽቱ ማህደራት ኢያቶም።
- ሀገር
- ንማሳቹሰትስ, ዩናይትድ ስቴትስ የመልክት።
- ተቖጻጻሪ ውህሉል ኃበሬታ
- ንዕላማታት GDPR (ሓፈሻዊ ሥርዓት ኣተሓሕዛ ኃበሬታ) ብዚምልከት፣ ንኹባንያ ከም ብውልቁ ወይ ምስ ካልኦት ብምዃን፣ ንመስርሕን ኣገባባትን ኣጠቓቕማ ግላዊ ውህሉል ኃበሬታ ዚውስን ሕጋዊ ሰብ የመልክት።
- መሳርሒ
- ናብ ኣገልግሎትና ኪበጽሕ ዚኽእል፣ ከም ኮምፒዩተር፣ ተንቀሳቓሲ ስልኪ ወይ ኣሃዛዊ ጽላት።
- አይትከታተሉ
- (DNT) ተጠቀምቲ ኢንተርኔት፣ ብመስመሮም ኣቢሎም ኣብ መርበባት ኃበሬታ ንዚገብርዎ ንጥፈታት ንዚግበር ምክትታል ንኺቆጻጸሩ ዜኽእሎም ኣሰራርሓ ማዕቢሉ ንኺዝርጋሕ፣ ብናይ ኣሜሪካ ናይ ቊጽጽር ሰበ-ሥልጣን፣ ብፍላይ ከኣ፡ ብፌደራል ኮሚሽን ንግድ ዩኤስ ዝተኣታተወ ጽንሰ-ሓሳብ ኢዩ።
- ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ
- ምስ ዝተፈልጠ ወይ ኪፍለጥ ምስ ዚከኣል ግለሰብ ዚዛመድ ዝኾነ ይኹን ኃበሬታ ኢዩ።
- ንዕላማታት GDPR (ሓፈሻዊ ሥርዓት ኣተሓሕዛ ኃበሬታ) ብዚምልከት
- ግላዊ ውህሉል ኃበሬታ ዚበሃል፣ ከም ስም፣ መለለይ ቁጽሪ፣ ናይ ቦታ ኃበሬታ፣ ናይ መስመር መለለይ፣ ወይ ከኣ ሓደ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ንኣካላዊ፣ ፊዝዮሎጂካዊ፣ መበቆላዊ፣ ኣእምሮኣዊ፣ ቁጠባዊ፣ ባህላዊ ወይ ማኅበራዊ መንነትኩም ዚምልከት፣ ዝኾነ ይኹን መለለይ ኢዩ። ብኣጠቓቕማ ዕላማታት CCPA (ሕጊ ግላውነት ዓማዊል ካሊፎርኒያ)፣ ግላዊ ውህሉል ኃበሬታ ዚበሃል፣ ዝኾነ ይኹን ነኣኹም ዜለሊ፣ ምሳኹም ዚዛመድ፣ ዚገልጽ ወይ ምሳኹም ርክብ ኪህልዎ ዚኽእል፣ ወይ ከኣ ብርዱእ ምኽንያት ምሳኹም ቀጥታዊ ወይ ዘይቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ ኢዩ።
- መሸጣ
- ብኣጠቓቕማ ዕላማታት CCPA (ሕጊ ግላውነት ዓማዊል ካሊፎርኒያ)፣ ዚበሃል ግላዊ ኃበሬታ ንኻልኦት ትካላት ንግድ ወይ ሣልሳይ ኣካል ብገንዘብ ወይ ካልእ ዋጋ ዘለዎ ነገር ምሻጥ፣ ምክራይ፣ ምፍናው፣ ምቕላዕ፣ ምዝርጋሕ፣ ምቕራብ፣ ምትኅልላፍ ወይ ከኣ ብዘረባ፣ ብጽሑፍ፣ ብኤለክትሮኒካዊ ወይ ብኻልእ ኣገባብ ምልእኣኽ የመልክት።
- ኣገልግሎት
- ነዚ መርበብ መራኸቢ የመልክት።
- ኣቕራቢ ኣገልግሎት
- ዝኾነ ይኹን ኣብ ክንዲ እዚ ትካል ኮይኑ ንውህሉል ኃበሬታ ዜመስርሕ ተፈጥሮኣዊ ወይ ሕጋዊ ሰብ ኢዩ። በዚ ትካል ነዚ ኣገልግሎት ንኼሳልጡ፣ ነዚ ትካል ወኪሎም ኣገልግሎት ዚህቡ፣ ምስ ናይዚ ትካል ኣገልግሎት ዚዛመድ ኣገልግሎት ምሃብ፣ ወይ ከኣ ንኣጠቓቕማ ናይዚ ኣገልግሎት ንምርዳእ ኪትንትኑ ዝተቖጽሩ ንሣልሳይ ኣካል ትካልታት ወይ ውልቀሰባት የመልክት። ንዕላማታት GDPR (ሓፈሻዊ ሥርዓት ኣተሓሕዛ ኃበሬታ) ብዚምልከት፣ ኣቕረብቲ ኣገልግሎት ዚበሃሉ መስራሕቲ ውህሉል ኃበሬታ ኢያቶም።
- ሣልሳይ ኣካል ኣገልግሎት ማኅበራዊ መራኸቢ
- ዝኾነ ይኹን ተጠቃሚ ናብ መስመር ኣገልግሎት ዚኣትወሉ ወይ መለለይ ዚፈጥረሉ መርበብ ኃበሬታ ወይ ከኣ ኣገልግሎት ማኅበራዊ መራኸቢ የመልክት።
- ናይ ኣጠቓቕማ ውህሉል ኃበሬታ
- ኣገልግሎት ኣብ ጥቕሚ እናወዓለ እንከሎ ዚምንጩ፣ ወይ ከኣ ካብቲ ናይ ኣገልግሎት ትሕተ-ቅርጺ፣ ብኡንብኡ ዝተኣከበ ውህሉል ኃበሬታ የመልክት። (ንኣብነት፣ በጻሕቲ ኣብ ገጽ መርበብ ዝተጸንሕሉ ጊዜ)።
- መርበብ መራኸቢ
- ነቲ ብ https://www.adulites.com ዚርከብ ንኣዱላውያን የመልክት።
- ንስኹም
- ተጠቃሚ ወይ በጻሒ ናይዚ ኣገልግሎት ዝኾነ ውልቀሰብ፣ ወይ ከኣ ንተጠቃሚ ብምውካል ነዚ ኣገልግሎት ዚጥቀም ወይ ዝበጽሕ ትካል ምስ ዚህሉ የመልክት።
- ንዕላማታት GDPR (ሓፈሻዊ ሥርዓት ኣተሓሕዛ ኃበሬታ) ብዚምልከት
- “ንስኻ” ነዚ ኣገልግሎት እትጥቀም ውልቀሰብ ተባሂሉ ኪምልከት ይኽእል።
- ብዛዕባ ምእካብን ኣጠቓቕማን ውህሉል ኃበሬታ ንዚምልከት
- ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ
- ኣገልግሎትና ኣብ እትጥቀሙሉ እዋን፡ ነኣኹም ንምርካብ ወይ ንምልላይ ዜኽእል፡ እንተወሓደ እዞም ዚስዕቡ ውልቃዊ መለለይ ኃበሬታኹም ንኽትህቡና ክንሓትት ንኽእል፤ ኣድራሻ ኢመይል፣ ምሉእ ስም፣ ቁጽሪ ስልኪ፣ ኣድራሻ፡ ሀገር፡ ምምሕዳር፡ ናይ ፖስጣ ኮድ፡ ከተማ፣ ኣብ ውሽጢ ኣገልግሎት ንዚርከብ ጨንፈር ወይ ንፍርያት መኽፈሊ ዚኸውን ኃበሬታ ሕሳብ ባንኪ ወዘተ. . .
- ኣጠቓቕማ ውህሉል ኃበሬታ
- ንፍርያት ወይ ኣገልግሎት ካብ ባንኪ ብምምኅልላፍ ኣብ እትኸፍልሉ፡ ክተመኃላልፍዎ እትደልዩ ሕሳብ ንምስላጥ ምእንቲ ኪሕግዝ፡ ናይ መንነትኩም መረጋገጺ ዚኸውን ውልቃዊ ኃበሬታ ክንሓተኩም ንኽእል። እቲ ኃበሬታ ብውኁዱ፡ ዕለት ልደት፡ ናይ መንነት ወረቐት፡ናይ ሕሳብ ባንኪ ወረቐት፡ ወይ ካልእ ኣድራሻኹም ዜርኢ ካልእ ኃበሬታ ኬጠቓልል ይኽእል።
ኣጠቓቕማ ውህሉል ኃበሬታ፡ ኣብ ጊዜ ምጥቃም ኣገልግሎት ብኡንብኡ ዚእከብ ውህሉል ኃበሬታ ኢዩ። ውህሉል ኃበሬታ ኣጠቓቕማ፡ መሳርሒኹም ናብ መስመር ኢንተርኔት ዚኣትወሉ ወግዓዊ ኣድራሻ፡ ናይ መእተዊ መስመር ዓይነትን ቅዳሑን፡ እትበጽሕዎም ገጻት ኣገልግሎትና፡ ዝበጻሕኩምሉ ዕለትን ሰዓትን፡ ኣብቶም ገጻት ዝጸናሕኩምሉ ጊዜ፡ ፍሉይ መለለይ መሳርሒኹምን, ካልእ ናይ ብልሽት መመርመሪ ውህሉል ኃበሬታን ዝኣመሰሉ ውህሉል ኃበሬታታት ኬጠቓልል ይኽእል።
ብተወሳኺ፡ ኯገልግሎትና ኣብ እትጥቀምሉ እዋን መእተዊ መስመርኩም ወይ ከኣ ናብ ኣገልግሊትና ብተንቀሳቓሲ መሳርሒኹም ኣብ እትበጽሑሉ ዚልእኮ ውህሉል ኃበሬታ ክንእክብ ንኽእል።
- ናይ ሣልሳይ ኣካል ኣገልግሎት ማኅበራዊ መራኸቢታት ኃበሬታ
- እዚ ትካል፡ ብመገዲ እዞም ዚስዕቡ፡ ጉግል፡ ፋይስቡክ፡ ትዊተር ዚኣመሰሉ ኣገልግሎታት ሣልሳይ ኣካል ማኅበራዊ መራኸቢታት ኣቢሉ፡ ኣገልግሎትና ንምጥቃም ዜኽእለኩም መለለይ ንኽትፈጥሩ ይፈቕደልኩም። ብመገዲ ኣገልግሎታት ማኅበራዊ መራኸቢኹም ክትምዝገቡ ወይ ከኣ መእተዊ ክትፈቕዱልና ምስ እትውስኑ፡ ድሮ ምስ ሣልሳይ ኣካል ኣገልግሎት ማኅበራዊ መራኸቢኹም ዝተተኃኃዘ፡ ናትኩም ስም፡ ኣድራሻ ኢመይል፡ ንጥፈታት፡ ወይ ከኣ ምስቲ መለለይ ዝተኣሳሰረ ዝርዝር ርክባት፡ ዝኣመሰሉ ውህሉል ኃበሬታ ክንእክብ ንኽእል። ብተወሳኺ፡ ብመለለይ ሣልሳይ ኣካል ኣገልግሎት ማኅበራዊ መራኸቢኹም ኣቢልኩም፡ ምስዚ ትካል ኃበሬታ ንምክፋል እትመርጹሉ ምርጫ ይህልወኩም። ኣብ እዋን ምዝገባ ወይ ዝኾነ ካልእ እዋን፡ ነዚ ዝተጠቕሰ ኃበሬታን ካልእ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታን ንምቕራብ ምስ እትመርጹ፡ ነዚ ትካል፡ ምስዚ ፖሊሲ ውልቃውነት ብዚሰማማዕ መገዲ ንኺጥቀመሉ፡ ኪካፈሎ፡ ኪስንዶ፡ ፍቓድ ሂብኩም ኣለኹም።
- መከታተሊ ሥነ-ኪነትን ኩኪታትን
- ኣብ ኣገልግሎትና ንዚግበሩ ንጥፈታት ንምክትታልን ገለ ኃበሬታ ንምዕቋርን ኩኪታትን ነኣኡ ዚመስል ሥነ-ኪነት መከታተልን ንጥቀም። እንጥቀመሎም ሥነ-ኪነት መከታተሊ፣ ኣገልግሎትና ንምትንታንን ንምምኅያሽን ዜገልግሉ፣ ኃበሬታ ንምክትታልን ንምእካብን ዚሕብሩ፣ ዚጠቕሱ ምልክታትን ጽሑፋትን ኢያቶም። እንጥቀመሎም ሥነ-ኪነታት ብውኅዱ ነዞም ዚስዕቡ ኬጠቓልል ይኽእል፤
- ኩኪታት ወይ መናደይ ኩኪታት
- ኩኪ ዚበሃል ኣብ መሳርሒኹም ዝተቐመጠ ንእሽቶ ማህደር ኢዩ።
ንመናደይኹም ንኹሎም ኩኪታት ንኺነጽግ ወይ ከኣ ኩኪ ኪለኣኽ ከሎ ንኼመልክተኩም መምርሒ ክትህቡ ይከኣል።
እንተኾነ ግን፡ ኩኪታት እንተዘይተቐቢልኩም፡ ገለ ክፋል ናይ ኣገልግሎትና ከይተጠቐምኩም ክትተርፉ ትኽእሉ ኢኹም።
ንመናደይኹም ኩኪታት ከም እትነጽግ ገርኩም እንተዘይለዊጥኩምዋ፡ ኣገልግሎትና ኩኪታት ኪጥቀም ይኽእል።
- ኩኪታት ውሽጣዊ ማህደር
- ገሊኦም ናይ ኣገልግሎትና ገጻት፡ ብዛዕባ ኣብ ኣገልግሎትና እትገብርዎም ምርጫታትን ንጥፈታትን፡ ኣብ መሳርሒኹም ተዓቚሮም ብዘለው ውሽጣዊ ማህደራት ኣቢሎም ኃበሬታ ንምእካብን ንምዕቋርን ኪጥቀሙ ይኽእሉ ኢዮም። ኩኪታት ውሽጣዊ ማህደር በቲ ንመናደይ ኩኪታት እትጥቀሙሎም ብውህደት ኣይመሓደሩን ኢዮም።
ኩኪታት ውሽጣዊ ማህደር ክትድምስሱ ዜኽእለኩም ተወሳኺ ኃበሬታ ምስ እትደልዩ፡ "ውሽጣዊ ማህደራት ምንባብ ወይ ምድምሳስ ብኸመይ ክኽልክል፡እኽእል?" ዚብል ኣብ፡ https://helpx.adobe.com/flash-player/kb/disable-localshared-objectsflash.html#main_Where_can_I_change_the_settings_for_
disabling__or_deleting_local_shared_objects_ ዚርከብ ጽሑፍ ኣንብቡ።
- ሓባሪ መርበብ
- ገሊኦም ክፋላት ኣገልግሎትናን መልእኽታትናን፡ ቁጽሪ ናይቶም ነዚ ገጽ ዚበጽሑ ወይ ኢመይል ዝኸፈቱ፡ ወይ ካልእ ናይዚ መርበብ ኃበሬታ'ዚ ጸብጻብ (ተፈላጥነት/ተፈታውነት ገለ ክፋላት ኣገልግሎት ንምፍቃድን ግቡእ ኣሰራርሓ ንምርግጋጽን) ዚጠቕሙ፡ "ሓባሪ መርበብ" (clear gifs, pixel tags, and single-pixel
gifs) ተባሂሎም ዚጽውዑ ነኣሽቱ ኤለክትሮኒካዊ ማህደራት ኪሕዙ ይኽእሉ። ኩኪታት "ጸናሕቲ" ወይ ከኣ "እዋናውያን" ኪኾኑ ይኽእሉ። ጸናሕቲ ኩኪታት፡ ካብ መስመር ምስ ወጻእኩም፡ኣብ ውልቃውን ተንቀሳቓስን መሳርሒታትኩም ኪጸንሑ ከለው፡ እዋናውያን ኩኪታት ግን ካብ መስመር ምስ ወጻእኩም ካብ መናደይ መርበብኩም ይድምሰሱ። ብዛዕባ ኩኪታት ተወሳኺ ኃበሬታ ምስ እትደልዩ፡ ( Cookies by TermsFeed Generator.) ተወከሱ።
ነዞም ዚስዕቡ ጥቕምታት ጸናሕትን እዋናውያንን ኩኪታት ንጥቀም።
- ኣገደስቲ ኩኪታት
- ዓይነት፡ እዋናውያን ኩኪታት፡
ብዩኤስ ዚመሓደር፡
ጥቕሚ፡ እዞም፡ኩኪታት እዚኣቶም፡ ኣብ መርበብ ኃበሬታ ንዘለው ገጻት ንኽትግልገሉ ዜኽእለኩም ኣገዳስነት ኣለዎም።
መንነት ተጠቐምቲ ንምርግጋጽን, ብመለለይ ተጠቐምቲ ጌርካ ምትላል ንምግታእን ይሕግዙ።
ብዘይ እዞም ኩኪታት፡ ንእትሓትዎ ኣገልግሎት ምቕራብ ኣይከኣልን፡ ነዞም፡ኩኪታት እዚኣቶም፡ ንዝተባህለ ኣገልግሎት ጥራሕ ነውዕሎም።
- ፖሊሲ ኩኪታት፡ ኩኪታት ምቕባል ምልክታ፡
- ዓይነት፡ ዚጸንሑ ኩኪታት፡
ብዩኤስ ዚመሓደር፡
ጥቕሚ፡ እዞም ኩኪታት ተጠቐምቲ ኣብ መስመር እንከለው ኩኪታት እንተተቐቢሎም የለልዩ።
- ኩኪታት ዕማም፡
- ዓይነት፡ ጸናሕቲ ኩኪታት፡
ብዩኤስ ዚመኃደር፡
ጥቕሚ፡ እዞም ኩኪታት ነዚ መርበብ ኃበሬታ ክትጥቀሙ እንከሎኹም፡ ንመለለይ መእተዊኹም፡ ናይ ቋንቋ ምርጫኹም ዝኣመሰሉ፡ ንእተገብርዎም ምርጫታት ንምዝካር ይጠቕሙና፡ ብተወሳኺ፡ ናብ መስመር ኣብ እትኣትውሉ ጊዜ፡ ውልቃዊ ተሞክሮታትኩም ንኸተስተማቕሩን፡ ንምርጫኹም ብዚምልከት ተደጋጋሚ ሕቶታት ንምውጋድ ይጠቅም። ብዛዕባ እንጥቀመሎም ኩኪታትን ምርጫታትኩምን ብዚምልከት ተወሳኺ ኃበሬታ ምስ እትደልዩ፡ ናይ ፖሊሲ ስትረት፡ ኩኪታት ዚብል ክፋል ኣንብቡ።
- ኣጠቓቕማ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም
- ናይ ኣገልግሎትና ኣቕርቦት ምርግጋጽ፡ ምቊጽጻር፡ ምዕቃብ፣
- መለለይኹም ንምምሕዳር፡ ኣገልግሎትና ናይ እትጥቀሙሉ ምዝገባ ምምሕዳር፡ እተቕርብዎም ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ፡ ከም ምዝጉብ ተጠቃሚ መጠን፡ ኣብ ውሽጢ ኣገልግሎትና ንዚርከቡ ዝተፈላለዩ ዕማማት ንኽትበጽሑ የፍቅደልኩም።
- ውዕል ንምትግባር፡ ምስ ኣገልግሎትና እትኣትውዎ ዝኾነ ይኹን ውዕል፡ ወይ ከኣ፡ ንእትዕድግዎም ፍርያት፡ ኣቕሑት ወይ ኣገልግሎት፡ ውዕል መሸጣ፡ ምምዕባልን ተማእዛዝነትን ንምርግጋጽ
- ምሳኹም ርክብ ንምግባር፡ ንዕማማት፡ ፍርያት፡ ወይ ከኣ ዝተወዐዓልናሎም ኣገልግሎታት፡ ከምኡ'ውን ኣድላይ ኣብ ዝኾነሉ፡ ናይ ውሕስነት ዚምልከቱ ሓደስቲ ለውጥታት ወይ ኃባሪ ርክባት ንምትሕልላፍ፡ ብኢመይል፡ ብስልኪ፡ ብሓጺር ጽሑፍ፡ ወይ ብተንቀሳቓሲ መዓላ ዚለኣኽ ምልክታ ዝኣመሰሉ፡ካልኦት ተመሳሰልቲ ኤለክትሮኒካዊ መራኸቢታት ብምጥቃም ምሳኹም ርክብ ንምግባር፡
- ንኽነቕርበልኩም፡ ኣቐዲምኩም ከምኡ ዝኣመሰለ ኃበሬታ ንምቕባል ኣይፋል እንተዘይበልኩም፡
ዜና፡ ፍሉይ ምጒዳል ዋጋ፡ ንኻልእ ንብረት ዚምልከት ካልእ ኃበሬታ፡ ድሮ ቅድሚ ሕጂ ንዝዓደግኩምዎም ወይ ንዝሓተትኩምሉ ዜመሳስሉ ኣገልግሎታትን ፍጻመታትን ነቕርበልኩም።
- ጠለባትኩም ንምምላእ፡ ነኣና ዝሓተትኩምዎ ጠለባት ንምምላእን ንምምሕዳሩን።
- ልውውጥ ንግድ ንምክያድ፡ ኣብ ጊዜ ገምጋም፡ ብምኽሳር ወይ ክሳራ ንምውጋድ፡ ወይ ነኣኡ ዜመሳስል ኣንፈት ዘለዎ ጸብጻብ፡ ልፍንቲ፡ ዳግመ-ሥርርዕን ውደባን፡ ምዕጻው፡ ምቊራጽ፡ ከምኡ'ውን ብምሉእ ወይ ብኸፊል ንብረትና ምሻጥ ወይ ምትኅልላፍ፡ ኂዝናዮም ዝጸናሕና ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኩም ዜጠቓልል ኃበሬታኹም ክንጥቀመሉ ንኽእል።
- ንኻልእ መዓላ፣ ኃበሬታኹም፣ ውህሉል ኃበሬታ ንምትንታን፣ ዝንባለታት ኣጠቓቕማ ንምልላይ፣ ኣድማዕነት ናይ እንገብሮም ወፍርታት ምውዕዋዕ ንምምዳብን፣ ኣገልግሎትና፣ ፍርያትና፣ ሸመተና ከምኡ’ውን ናትኩም ተሞክሮ ንምግምጋምን ምምኅያሽን፣ ዝኣመሰሉ ካልኦት መዓላታት ክንጥቀመሎም ንኽእል።
- በዞም ዚስዕቡ ዂነታት፣ ኃበሬታኹም ክንካፈሎ ንኽእል።
- ምስ ወሃብቲ ኣገልግሎት፣ ኣጠቓቕማ ኣገልግሎትና ንምቊጽጻርን ንምትንታንን፣ ክፍሊት ንምምስራሕ፣ ምሳኹም ርክብ ንምግባር፣ ምስ ወሃብቲ ኣገልግሎት ኃበሬታኹም ክንካፈሎ ንኽእል። ልውውጥ ንግድ ንምክያድ፣ ውህደት፣ መሸጣ ንብረት ትካል፣ ምወላ፣ ወይ ከኣ ብምሉእ ኮነ ብኸፊል ንግድና ናብ ካልእ ትካል ንምምኅልላፍ ስምምዕ ኣብ እነካይደሉ፣ ወይ ምስኡ ብዝተኃኃዘ ምኽንያት፣ ኃበሬታኹም ክንካፈል ወይ ክነመኃላልፍ ንኽእል።
- ንንግዳዊ ምትኅልላፍ፡ ኣብ እዋን ዝርርብ፣ ልፍንቲ፣ መሸጣ ንብረት ትካል፣ ፊናንሲያዊ መስርሕ፣ ምሉእ ወይ ክፋል ንግድና ናብ ካልእ ትካል ምትኅልላፍ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ክንካፈሎ ወይ ክነመኃላልፎ ንኽእል።
- ምትእስሳር ምስ ዘሎና ፣ ኃበሬታኹም ምስ ነዚ ፖሊሲ ስትረት ንኸኽብሩ ብምሕታት፣ ምስ መሻርኽትና ክንካፈሎ ንኽእል። መሻርኽቲ መጽለሊት ትካልና፣ ወይ ኣብ ትሕቲኣ ዜጽልላ ካልኦት ትካላት፣ ናይ ስራሕ መጻምድትና፣ ወይ ካልኦት እንቆጻጸረን ወይ ምሳና ዚሥርዓ ትካላት የጠቓልል።
- ምስ ንግዳዊ መሻርኽትና፣ ገሊኡ ፍርያት ንኽነቕርበልኩም፣ ኃበሬታኹም ምስ ንግዳዊ መሻርኽትና ክንካፈሎ ንኽእል።
- ምስ ካልኦት ተጠቐምቲ፣ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ምስ እትካፈሉ፣ ወይ ከኣ ኣብ ሕዝባዊ መራኸቢ ምስ ካልኦት ተጠቐምቲ ምስ ትዋስኡ፣ እቲ ኃበሬታኹም ብኹላቶም ተጠቐምቲ ኪርአን ንወጻኢ ኪዝርጋሕን ይኽእል። ምስ ካልኦት ተጠቐምቲ ምስ እትዋስኡ፣ ወይ ብሣልሳይ ኣካል ኣገልግሎት ማኅበራዊ መራኸቢ ምስ እትምዝገቡ፣ ኣብ ሣልሳይ ኣካል ማኅበራዊ መራኸቢ ምሳኹም ርክብ ዘለዎም ሰባት፣ ስምኩም፣ መግለጺኹም፣ ስእልታትኩምን መግለጺ ንጥፈታትኩምን ኪርእዩ ይኽእሉ። ብተመሳሳሊ፣ ካልኦት ተጠቐምቲ ንመግለጺ ንጥፈታትኩም ኪርእዩ፣ ምሳኹም ኪራኸቡን መግለጺኹም ኪርእዩን ይኽእሉ።
- ብፍቓድኩም፣ ንዝኾነ ይኹን ካልእ ጒዳይ፣ ብፍቓድኩም፣ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ክንገልጾ ንኽእል።
- ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ምዕቃብ
ትካልና ንውህሉል ኃበሬታኹም ኣድላዪ ንዝኾነ ጊዜ፣ቲ ኣብዚ ፖሊሲ ዝተቐመጠ ጥቕምታት ጥራሕ ኪዕቅብ ኢዩ። ንውህሉል ኃበሬታኹም ሕጋዊ ኃላፍነትና ንምምላእ ብዜድሊ መጠን ክንዕቅብን (ንኣብነት፣ ነኣኡ ዚምልከቱ ሕግታት ንምኽባር ኃበሬታኹም ምዕቃብ ምስ እንሕተት)፣ ክርክር ንምትዕራቕ፣ ሕጋዊ ስምምዓትናን ፖሊሲናን ንምትግባር ክንጥቀመሉን ኢና።
እዚ ትካል ንውህሉል ኃበሬታኹም ንዕላማታት ውሽጣዊ ትንተና ኪዕቅብ ኢዩ። ኣጠቓቕማ ውህሉል ኃበሬታ፣ ውሕስነት ንምጥንኻርን ኣጠቓቕማ ንምምኅያሽን ወይ ከኣ ንውኅ ንዝበለ እዋን ንኽንዕቅቦ ተገዲድና እንተዘይኮይኑ፣ ብሓፈሽኡ ንሕጽር ዝበለ እዋን ኢዩ ዚዕቀብ።
- ምትኅልላፍ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም
ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ኣብ ናይ ትካልና ናይ ስራሕ ቦታን ኣብቲ ምምስራሕ ዚሳተፉ መሻርኽትና ዚርከብሉ ቦታ ይምስራሕ። እዚ ማለት ከኣ፣ እዚ ኃበሬታ’ዚ፣ ካብ ዘሎኹምዎ ክፍለ-ግዝኣት ዝተፈልየ ሕግታት ምዕቃብ ውህሉል ኃበሬታ ዘለዎ ዞባ ሀገር ወይ መንግሥታዊ ግዝኣት ወጻኢ ናብ ዚርከባ ኮምፒዩተራት ኪመኃላለፍን ኪዕቀብን ይኽእል።
ነዚ ፖሊሲ ስትረት እትህብዎ ፍቓድ ኣቐዲሙ ዝመላእኩምዎ ኃበሬታኹም ኣብ ዘረከብኩምሉ፣ ንምትኅልላፍ ተሰማሚዕኩም ኣለኹም
እዚ ትካል፣ ንውህሉል ኃበሬታኹም፣ እዚ ፖሊሲ ብዚፈቕዶ፣ ብውሑስ ኣገባብ ንምኃዝ ኩሉ ኣድላዪ ዘበለ ስጒምቲ ኪወስድ ኢዩ። እኹል ዝኾነ ናይ ውህሉል ኃበሬታኹምን ካልእ ውልቃዊ ኃበሬታን ዜጠቓልል መቆጻጸሪ እንተዘይተቐሚጡ፣ ውህሉል ኃበሬታኹም ኣይመኃላለፍን።
- ውህሉል ኃበሬታኹም ምግላጽ
ምክያድ ንግዲ
እዚ ትካል ብልፍንቲ ኣብ ምውህሃድ፣ ምትኅልላፍ፣ ምሻጥ ዋኒን ምስ ዚሳተፍ፣ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ኪመኃላለፍ ይኽእል። ውህሉል ኃበሬታኹም ቅድሚ ምትኅልላፉን ኣብ ትሕቲ ንዝተፈልየ ፖሊሲ ስትረት ቅድሚ ምቕማጡን ክነፍልጠኩም ኢና።
- ምኽባር ሕጊ
ኣብ ዝተወሰነ ዂነታት፣ እዚ ትካል፣ ግቡእ ዝኾነ ናይ ሕዝባዊ በዓልሥልጣን (ቤት ፍርዲ ወይ ወኪል መንግሥቲ) ሕቶ ንምምላሽ ውህሉል ኃበሬታኹም ንኺገልጽ ብሕጊ ኪሕተት ይኽእል።
- ካልእ ሕጋዊ ግቡኣት
እዚ ትካል፣ ሕጋዊ ግቡእ ንምምላእ፣ መሰላት ንምኽባርን ንብረት ትካል ንምክልኻል፣ ምስዚ ኣገልግሎት ዚተኃኃዝ ዝተፈጸመ ጌጋ ንምምርማር፣ ናይዚ ኣገልግሎት ተጠቐምቲ ውልቃዊ ድሕንነት ንምርግጋጽን ካብ ሕጋዊ ተሓታትነት ንምክልኻልን፣ እቲ ስጒምቲ ምውሳድ ኣድላዪ ኢሉ ኣብ ዝኣመነሉ፣ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ኪገልጽ ይኽእል
- ውሕስነት ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም
ውሕስነት ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ነኣና ኣድላዪ ኢዩ፣ ግን ኣብ በይነ-ሰኪዔት ወይ ኤለክትሮኒካዊ መኽዘን 100% ውሑስ ከም ዘይምዃኑ ዘክሩ። ኣብ ዕዳጋ ዘሎ ዝበለጸ ኣገባብ ብምጥቃም ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ንምዕቃብ ክንጽዕር፣ኳ እንተኾንና፣ ፍጹም ዝኾነ ውሕስነት ክንህብ ኣይንኽእልን።
- ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ኣብ እንምስርሓሉ ብዛዕባ ዘሎ ዝርዝር ኃበሬታ
- እንቖጽሮም ወሃብቲ ኣገልግሎት ናብ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም መእተዊ ኣለዎም። እዞም ሣልሳይ ኣካል ኣቕረብቲ፣ ፖሊሲ ስትረት ብዝፈቕዶ፣ ብዛዕባ ኣብ ኣገልግሎትና እትገብርዎ ንጥፈታት ኃበሬታ ይእክቡ፣ ይዓቚሩ፣ ይምስርሑ፣ የመኃላልፉ።
- ኣከፋፍላ
- ኣብ ውሽጢ እዚ ኣገልግሎት፡ ካልኦት ዝተኸፍለሎም ፍርያት ወይ ኣገልግሎታት ክነቕርብ ንዝክእል። እዚ ኣብ ዚህልወሉ፡ ናይ ሣልሳይ ኣካል መኽፈሊ ኣገልግሎታት ክንጥቀም ንኽእል። ናይ መኽፈሊ ወረቐትኩም ዝርዝር ኣይንእክብን ወይ ኣይንዕቅብን፡ እቲ ኃበሬታ ብቐጥታ ናብ ሣልሳይ ኣካል ወሃብቲ ኣገልግሎት ክፍሊት ይቐርብ፡ ኣጠቃቕማ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ከኣ ብናታቶም ፖሊሲ ስትረት ይግዛእ፡ እዞም ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ብናይ ቪዛ፡ ማስተርካርድ፡ ኣሜሪካን ኤክስፕረስ ከምኡ'ውን ዲስካቨር ናይ ኃባር ጻዕሪ ዝኾነ፡ ብPCI ብቆንስል መለክዒ ውሕስነት ዚመሓደር PCIDSS ይዕቀኑ። ጠለባት PCI-DSS ናይ ክፍሊት ኃበሬታ ብውሑስ ኣገባብ ይተሓዝ ምህላው ንምርግጋጽ ይሕግዙ።
- ናይ ኣፕል ዱካን መዘውተሪ ክፍሊት
ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.apple.com/legal/privacy/en-ww/ ኪርከብ ይከኣል።
- ናይ ጉግል ፕለይ መዘውተሪ ክፍሊት
ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.google.com/policies/privacy/ ኪርክርብ ይከኣል።
- ስትራይፕ
ናይ ስትራይፕ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://stripe.com/us/privacy ኪርከብ ይከኣል።
- ዊፐይ
ናይ ዊፐይ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://go.wepay.com/privacy-policy ኪርከብ ይከኣል።
- ዎርልድፐይ
ናይ ዎርልድፐይ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https;//worldpay.com/en-gb/privacy-policy ኪርከብ ይከኣል።
- ፐይፓል
ናይ ፐይፓል ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://worldpay.com/en-gb/privacy-policy ኪርከብ ይከኣል።
- ብረይንትሪ
ናይ ብረይንትሪ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.braintreepayments.com/legal/braintree privacy-policy ኪርከብ ይከኣል።
- ፋስትስፕሪንግ
ናይ ፋስትስፕሪንግ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ http://fastspring.com/privacy/ ኪርከብ ይከኣል።
- ኣውቶራይዝኔት
ናይ ኣውቶራይዝኔት ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.authorize.net/company/privacy/ ኪርከብ ይከኣል።
- 2ቼክኣውት
ናይ 2ቼክኣውት ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.2checkout.com/policies/privacy-policy ኪርከብ ይከኣል።
- ሴጅፐይ ናይ ሴጅፐይ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.sagepay.co.uk/policies ኪርከብ ይከኣል።
- ስክዌር
ናይ ስክዌር ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://squareup.com/legal/privacy-no-account ኪርከብ ይከኣል።
- ጎካርድለስ ናይ ጎካርድለስ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://gocardless.com/en-eu/legal/privacy/ ኪርከብ ይከኣል።
- ኢላቮን ናይ ኢላቮን ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.elavon.com/privacy-pledge.html ኪርከብ ይከኣል።
- ቨሪፎን ናይ ቨሪፎን ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.verifone.com/en/us/legal ኪርከብ ይከኣል።
- ሞነሪስ ናይ ሞነሪስ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.moneris.com/en/Privacy-Policy ኪርከብ ይከኣል።
- ዊቻት ናይ ዊቻት ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://www.wechat.com/en/privacy_policy.html ኪርከብ ይከኣል።
- ኣሊፐይ ናይ ኣሊፐይ ናይ ስትረት ፖሊሲ ኣብ https://render.alipay.com/p/f/agreementpages/alipayglobal privacypolicy.html ኪርከብ ይከኣል።
- ዋጋ ፍርያት ወይ ኣገልግሎት ብባንኪ ብምትኅልላፍ ንምኽፋል፣ ኣገልግሎትና ኣብ እትጥቀሙሉ፣ ክፍሊትኩም ንምስላጥን መንነትኩም ንምርግጋጽን ኅባሬታ ንኽትህቡ ክንሓተኩም ንኽእል።
- ኣብ ትሕቲ GDPR፡ ናይ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታ ኣጠቓቕማ ሕጋዊ ሰረት
- ኣብዞም ትሕቲ እዞም ዚስዕቡ ኲነታት፡ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ክንሰርሓሎም ንኽእል።
- ፍቓድ
- ውልቃዊ ኃበሬታኹም፡ ንሓደ ወይ ካብ ሓደ ንላዕሊ ዝኾኑ ፍሉያት ዕላማታት ንኽንሰርሓሎም ፍቓድ ሂብኩም ኣለኹም። ኣተገባብራ ውዕል፡ ምሳኹም ውዕል ኣብ እንኣትወሉ፡ ወይ ንቅድመ-ውዕል ዚግበር ኣድላይ ግቡእ፡ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ምቕራብ ኣድላይ ኢዩ። ሕጋዊ ግቡኣት፡ እዚ ትካል ዚምልከቶ ሕጋዊ ግቡኣት ንምምላእ፡ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ ምጥቃም ኣድላይ ኢዩ። ቀንዲ ኣገዳስነት፡ ንቐንዲ ኣገዳስነታትኩም ወይ ካልእ ተፈጥሮኣዊ ሰብነትኩም ንምክልኻል፡ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ ኣድላይ ኢዩ። ሕዝባዊ ኣገዳስነት፡ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ ምስ ምዕማም ሕዝባዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ጒዳይ ፡ ወይ ከኣ ምስዚ ትካል ዘለዎ ወግዓዊ ሥልጣን ዕዮ ይዛመድ ኢዩ። ቅቡል ኣገዳስነት፡ እዚ ትካል ዜካይዶ ቅቡል ኣገዳስነት ዘለዎ ስራሕ ንምስራሕ፡ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ ምጥቃም ኣድላይ ኢዩ። ብዝኾነ ይኹን ጒዳይ፡ ንመስርሕ ወይ ከኣ፡ ሕጋውነት ምቕራብ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ ምስ ምእታው ውዕል፡ ወይ ከኣ ፍሉይ ሕጋዊ ሰረት ዚምልከት ምጽራይ ንምክያድ ኣብ ዚድለየሉ፡ እዚ ትካል ብሓጎስ ኪሕግዝ ኢዩ።
- ኣብ ትሕቲ GDPR ዘሎኩም፡መሰላት፡
- እዚ ትካል፡ ምስጢር ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንምዕቃብን ምኽባርን፡ መሰልኩም ዚፈቕዶ ንጥፈታት ንኽተካይዱ ውሕስነት ንምሃብን ይጽዕር።
ኣብ ኅብረት ኤውሮጳ ምስ እትህልው፡ ኣብ ትሕቲ እዚ ናይ ስትረት ፖሊሲን ብሕግን እዞም ዚስዕቡ መሰላት ኣለውኹም፤
ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንምርካብ እትሓትዎ ፍቓድ፡ ምሳና ዘሎኩም ኃበሬታ ናይ ምርካብ፡ ምትዕርራይ፡ ወይ ምድምሳስ መሰልኩም፡ ዚከኣል እንተኾይኑ፡ ምስ መእተዊ መለለይኹም ዝተተሓሓዘ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ክትርእዩ፡ ክተመዓራርዩ፡ ወይ ክድምሰሰልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ዕማም'ዚ ባዕልኹም ምግባር እንተዘይከኣልኩም፡ ንኽንሕግዘኩም ሕተቱና። እዚ፡ ቅዳሕ ናይ ምሳና ዘሎኩም ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታ ንኽትቅበሉ'ውን የኽእለኩም። ምሳና ንዘሎ ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ንኽእረመልኩም ሕተቱ፡ ምሳና ዘሎኩም ዝኾነ ይኹን ዘይተማልአ፡ ዘይቅኑዕ ኃበሬታ ኪዕረየልኩም መሰል ኣለኩም። ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ንኸይምስራሕ ምቅዋም፡ እዚ መሰል'ዚ፡ ንመስርሕና፡ ቅቡል ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎ ሕጋዊ ሰረትና ኣብ እንምርኰሰሉን፡ ብዛዕባ ኲነታትኩም ዘሎ ሓደ ፍሉይ ዝኾነ ነገር ምኽንያት፡ ኣብ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንእንገብሮ መስርሕ ክትቃወሙ ምስ እትደልዩ፡ እዚ መሰል'ዚ ይህልወኩም። ንውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ኣብ ምልላይ ዕዳጋ ብቐጥታ ኣብ እንምስርሓሉ'ውን ናይ ምቅዋም መሰል ኣሎኩም። ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ኪድምሰስ ምሕታት፡ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ብቑዕ ብዘይኮነ ምኽንያት ምምስራሕ ኣብ እንቕጽለሉ፡ እቲ ኃበሬታ ኪእለ ወይ ኪድምሰስ ናይ ምሕታት መሰል ኣሎኩም። ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንኺመኃላለፍ ምሕታት፡ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም፡ ብዝተሰርዐ፡ ዝውቱርን፡ ብመሳርሒ ናውቲ ተነባቢ ብዝኾነ ቅጥዕን፡ ነኣኹም ወይ ንዝመረጽኩምዎ ሣልሳይ ኣካል ክነቕርበልኩም ኢና። እዚ መሰል'ዚ፡ ነቲ ፈለማ ምሳኹም ውዕል ኣብ ዝኣቶናሉ እዋን ፍቓድ ዝሃብኩምሉ ቅጽበታዊ ኃበሬታ ጥራሕ ይምልከት። ውልቃዊ ውህሉል ኃበሬታኹም ንኸይምስራሕ ምቅዋም፡ እዚ መሰል'ዚ፡ ንመስርሕና፡ ቅቡል ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎ ሕጋዊ ሰረትና ኣብ እንምርኰሰሉን፡ ብዛዕባ ኲነታትኩም ዘሎ ሓደ ፍሉይ ዝኾነ ነገር ምኽንያት፡ ኣብ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንእንገብሮ መስርሕ ክትቃወሙ ምስ እትደልዩ፡ እዚ መሰል'ዚ ይህልወኩም። ንዝሃብኩምዎ ፍቓድ ምስሓብ፡ ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንኽንጥቀም ዝሃብኩምዎ ፍቓድ ናይ ምስሓብ መሰል ኣሎኩም። ፍቓድኩም እንተስሒብኩም፡ ንገሊኦም ናይ ኣገልግሎትና ፍሉያት ዕማማት መእተዊ ከይንህበኩም ንኽእል።
- ናይ GDPR (ሓፈሻዊ ምዕቃብ ውህሉል ኃበሬታ) መሰልኩም ምዕቃብ፡
- ምሳና ርክብ ብምግባር፡ ናይ ምእታው፡ ምትኽኻል፡ ምስራዝን ምቅዋምን መሰልኩም ክተኽብሩ ትኽእሉ። ነዚ ሕቶታት ቅድሚ ምምላስና፡ መንነትኩም ንምርግጋጽ ክንሓተኩም ንኽእል። ሕቶ እንተኣቕሪብኩም፡ ዓቕምና ብዝፈቕዶ ብዝቐልጠፈ ጊዜ ክንምልሰልኩም ክንፍትን ኢና።
ብዛዕባ እነዘውትሮ ምእካብን ኣጠቓቕማን ውህሉል ውልቃዊ ሓበሬታኹም ናብ በዓል ሥልጣን ምክልኻል ውህሉል ኃበሬታ ጥርዓን ናይ ምቕራብ መሰል ኣለኩም። ንዝያዳ፡ ኃበሬታ፡ ኣብ ቁጠባዊ ዞባ ኤውሮጳ እንተሃሊኹም፡ ኣብ ቦታኹም ምስ ዚርከብ በዓል ሥልጣን ምክልኻል ውህሉል ኃበሬታ ርክብ ክትገብሩ ትኽእሉ።
- ስትረት CCPA,
- እዚ ክፋል ምልክታ ስትረት፡ ንነበርቲ ካሊፎርኒያ ፡ከም መመላእታ ናይቲ ኣብ ፖሊሲ ስትረትና ንዘሎ ዜገልግል ኮይኑ፡ ንኹላቶም ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርኒያ ንዚነብሩ በጻሕትን ተጠቐምትን ኣገልግሎትና ጥራሕ ይዝውተር።
- ደረጃታት ውህሉል ውልቃዊ ኃበሬታ፡
- ምስ ዝተወሰነ ዓሚል ወይ መሳርሒ፡ ብቐጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ዜለሊ፡ ዚዛመድ፡ ዚገልጽ፡ ዙጠቅስ፡ ኅብረት ኪህልዎ ዚኽእል፡ ወይ ከኣ ምኽኑይ ዝኾነ ምትኅኃዝ ዘለዎ፡ ኃበሬታ ንእክብ። እዚ ዚስዕብ፡ ኣብ ዝኃለፉ 12 ኣዋርኅ፡ ካብ ነበርቲ ካሊፎርኒያ ናይ ክንእክቦ እንኽእል ወይ ተኣኪቡ ኪኸውን ዚኽእል ዝርዝር ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ኢዩ።
እዞም ኣብዚ ዚስዕብ ዝርዝር ቀሪቦም ዘለው ደረጃታትን ኣብነታትን፡ ኣብ CCPA ዝተገልጹ ኢያቶም። እዚ፡ ኩላቶም ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ብኣና ዚተኣከቡ ኣብነታት ምዃኖም ንምግላጽ ዘይኮነስ፡ ንሕና ክሳዕ እንፈልጦ፡ ገሊኡ ካብዚ ዝተገልጸ ደረጃታት ኃበሬታ ተኣኪቡ ኪኸውን ይኽእል ኢዩ ዚብል ዘሎና እምነት የንጸባርቕ። ንኣብነት፡ ገሊኦም ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ኪእከቡ ዚኻኣሉ፡ ንስኹም ብቐጥታ ነቱ ኃበሬታ እንተቕረብኩምልና ጥራሕ ኢዩ
- ደረጃ A፡ መለለይታት
- ኣብነታት፡ ሓቀይና ስም፡ ሳጓ ቁጽሪ ሳጹን ጶስጣ፡ ፍሉይ ውልቃዊ መለለይ፡ ናይ መስመር መለለይ፡ ወግዓዊ ኣድራሻ መርበብ መራኣከቢ፡ ኣድራሻ ኢመይል፡ መእተዊ ስም፡ ቁጽሪ ፍቓድ መምርሒ መኪና፡ ቁጽሪ ፓስፖርት፡ ወይ ካልእ ተመሳሳሊ መለለይታት።
- ተኣኪቡ፡ እወ
- ደረጃ B፡ ኣብ ሕግታት መዝገብ ዓማዊል ካሊፎርኒያ (Cal. Civ. Code § 1798.80(e)) ዝተመዝገቡ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ
- ኣብነታት፡ ስም፡ ክታም፡ ቁጽሪ ማኅበራዊ ውሕስነት፡ መግለጺ ኣካላዊ ቊመና፡ ኣድራሻ፡ ቁጽሪ ስልኪ፡ ቁጽሪ ፓስፖርት፡ ቁጽሪ ፍቓድ መምርሒ መኪና፡ ቁጽሪ መለለይ ወረቐት ክፍለ-ግዝኣት፡ ቁጽሪ ፖሊሲ መድኅን፡ ትምህርቲ፡ ተቖጺርኩም እትሰርሕዎ፡ ተቖጺርኩም ዝሰራሕኩምዎም፡ ቁጽሪ ሕሳብ ባንኪ፡ ቁጽሪ መለቅሒ ወረቐት፡ ወይ ዝኾነ ኻልእ፡ ፊናንሲያዊ፡ ሕክምናዊ ወይ ኃበሬታ መድኅን ጥዕና፡ ኣብዚ ደረጃ'ዚ ዝተጠቓለሉ ገሊኦም ውልቃዊ ኃበሬታታት፡ ምስ ካልኦት ደረጃታት ኪደራረቡ ይኽእሉ።
- ተኣኪቡ፡ እወ
- ደረጃ C፡ ኣብ ትሕቲ ናይ ካሊፎርኒያ ክፍለ-ግዝኣታዊ ወይ ሀገራዊ ሕጊ ዚሕሎ ናይ መፍለይ ኣመዳድባ
- ኣብነታት፡ ዕድመ፡ (40 ወይ ልዕሊኡ)፡ ዓሌት፡ ሕብሪ፡ ወለዶ፡ ዜግነት፡ ሀይማኖት ወይ እምነት፡ ኲነታት መርዓ፡ ኲነታት ሕክምና፡ ኣካላዊ ወይ ኣእምሮኣዊ ስንክልና፡ ጾታ፡ (ምስ ጽንሲ ወይ ምስ ምውላድ ዝተተኃኃዘ ኲነታት ሕክምና፡) ኲነታት ሓርበኝነት ወይ ዕስክርና፡
ሀገራዊ መበቆል፡ ፍጥረታዊ ኃበሬታ፡ (ናይ ስድራቤት ፍጥረታዊ ኃበሬታ ወሲኽካ)።
- ተኣኪቡ፡ ኣይፋል
- ደረጃ D፡ ንግዳዊ ኃበሬታ፡
- ኣብነታት፡ መዝገብን ታሪኽን ናይ ዝተገዝኡ ወይ ዝተሓስበሎም ፍርያት ወይ ኣገልግሎታት፡
ተኣኪቡ፡ እወ።
- ደረጃ E፡ ኃበሬታ ሕያው መዐቀኒ፡
- ኣብነታት፡ ፍጥረታዊ ቊመናዊ፡ ባሕርያዊ፡ ስነ-ሕይወታዊ መፍለይ፡ ከም ኣሰር ኣጻብዕ፡ ምስሊ ገጽ ወይ ድምጺ፡ ቅዳሕ ሕብሪ ዓይኒ ወይ ሰራውር ደም ዓይኒ፡ ህርመተ-ጽሑፍ፡ ኣራግጻ፡ መቕረጺ ዚመምዩ ወይ ኃበሬታ ዜለልዩ ስልማዊ ንጥፈታት፡ ወይ ካልእ ኣካላዊ ስልማት፡ ውህሉል ኃበሬታ ድቃስ፡ ጥዕና፡ ምንቅስቓስ
ተኣኪቡ፡ ኣይፋል
- ደረጃ F፡ በይነ-ሰኪዔት ወይ ካልእ ተመሳሳሊ ንጥፈታት መራኸቢ፡
- ኣብነታት፡ ምስ ኣገልግሎትና ወይ መወዓውዒና ምውሳእ፡
ተኣኪቡ፡ እወ፡
- ደረጃ G፡ ውህሉል ኃበሬታ ሰፈረ-መሬት፡
- ኣብነታት፡ ንኣካላዊ ሰፈር ዚቀራረብ፡
ተኣኪቡ፡ ኣይፋል፡
- ደረጃ H፡ ውህሉል ኃበሬታ ስምዒታት፣
- ኣብነታት፡ ዚስማዕ፡ ኤለክትሮኒካዊ፡ ዚርአ፡ ዚሽተት፡ ወይ ተመሳሳሊ ኃበሬታ፡
ተኣኪቡ፡ ኣይፋል፡
- ደረጃ I, ሞያዊ ወይ ምስ ምቚጻር ስራሕ ዚዛመድ ኃበሬታ፡
- ኣብነታት፡ ህልው ወይ ኅሉፍ ታሪኽ ስራሕ፡ ወይ ገምጋም ኣፈጻጽማ
ተኣኪቡ፡ ኣይፋል፡
- ደረጃ J, ካብ ሕዝባዊ ትምህርቲ ወጻኢ ዝኾነ ኃበሬታ፡ (ኣዋጅ ትምህርታዊ መሰል ስድራቤትን ስትረትን፡ (20 U.S.C. ዓንቀጽ 1232g, 34 C.F.R. ክፍሊ 99)).
- ኣብነታት፡ ብትምህርታዊ ትካል ወይ ኣብ ክንዳኡ ብዚነጥፍ ኣካል ዚመሓደር፡ ከም ነጥቢ፡ ቅዳሕ መዝገብ፡ ዝርዝር ክፍሊ፡ መደባት ተማሃራይ፡ ምስጢር መለለይ ተማሃራይ፡ ፊናንሲያዊ ኃበሬታ ተማሃራይ, ወይ መዝገብ ኣደብ ተማሃራይ ዝኣመሰሉ ምስ ተማሃራይ ብቐጥታ ዚዛመድ ትምህርታዊ መዝገብ።
ተኣኪቡ፡ ኣይፋል፡
- ደረጃ K: ካብ ካልእ ውልቃዊ ኃበሬታ ዝተሳሕቡ መደምደምታታት፡
- ኣብነታት፡ ግላዊ ምርጫታት፡ መለለይ ጠባያት፡ ኲነተ-ኣእምሮኣዊ ኣንፈት፡ ተቓልዖ፡ ባሕርይ፡ ጠባይ፡ ብልሒ፡ ክእለታትን ትኲርነትን ዜንጸባርቕ ተምሳሌት፡
ተኣኪቡ፡ ኣይፋል፡
- ኣብ ትሕቲ ውልቃዊ ኃበሬታ CCPA ዘይጠቓለሉ፡ ካብ መንግሥታዊ መዝገብ ንሕዝቢ ክፉት ዝኾነ ኃበሬታ፡ መለለይኡ ዝተኣልየ ወይ ዝተደመረ ኃበሬታ ዓማዊል፡ ካብ ደረት CCPA ዝተገለለ ኃበሬታ፡ ገለ ካብኡ ንምጥቃስ፡ ብኃልዮት ምትኅልላፍን ተሓታትነትን መድኅን ጥዕና (HIPAA)ን ብሕጊ ምዕቃብ ምስጢር ሕክምናዊ ኃበሬታ ( CMIA) ዚእለዩ ኃበሬታ ጥዕና፡ ወይ ኃበሬታ ክሊኒካዊ ፈተነ፡ ንሕጊ ፍትሓዊ ጸብጻብ ልቓሕ( FRCA) ዜጠቓልል፡ ብገሊኡ ናይ ፍሉይ ጽላት ፒሊሲ ስትረት ዚእለ ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ሕጊ ግራም ሊች ብሊለይ( GLBA) ሕጊ ስትረት ፊናንሲያዊ ኃበሬታ ካሊፎርኒያ (FIPA)ን ናይ 1994 ሕጊ ኃልዮት ስትረት ዘወርትን።
- ምንጭታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡
- ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ካብዞም ዚስዕቡ ምንጭታት ንንረኽቦም።
ብቐጥታ ካባኹም፡ ንኣብነት፡ ኣብ ኣገልግሎትና ካብ እትመልእዎም ቅጥዕታት፡ ወይ ብመገዲ ኣገልግሎትና ኣቢልኩም እትገልጽዎ ምርጫታት ወይ እትዕድግዎ ኣገልግሎት። ብተዘዋዋሪ ካባኹም፡ ንኣብነት፡ ኣብ ኣገልግሎትና ንእትገብርዎ ንጥፈት ካብ ምዕዛብ፡ ብኡንብኡ ካባኹም፡
ንኣብነት፡ብመገዲ ኣገልግሎትና ኣቢልኩም ኣብ እተንሳፍፉሉ፡ ንሕና ወይ ወሃብቲ ኣገልግሎትና ኣብ መሳርሒኹም ብዘቐምጥዎም ኩኪታት። ካብ ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ንኣብነት፡ ሣልሳይ ኣካል ኣቕረብቲ ኣገልግሎት ክፍሊት ወይ ላገልግሎት ንኽነቕርበልኩም እንጥቀመሎም ካልኦት ሣልሳይ ኣካል ኣቕረብቲ፡ ውልቃዊ ኃበሬታ ንንግዳዊ ዕላማ ምጥቃም።
እንእክቦ ውልቃዊ ኃበሬታ፡ (ኣብ ትሕቲ CCPA ከም ዝተገልጸ)፡ ነዞም ዚስዕቡ ኣብነታት ኬጠቓልል ብዚኽእል ኣገባብ፡ ንንግዳዊ ዕላማታት ክንጥቀመሎም ወይ ክንገልጾም ንኽእል።
ኣገልግሎትና ንኽንዓመሉን ነኣኹም ክነቕርበሉን፡ ስኽፍታታትኩም ንምምርማርን ንምውጋድን, ኣገልግሎትና ንምቊጽጻርን ንምምኅያሽን ዜጠቓልል፡ ነኣኹም ደገፍ ንምቕራብን ሕቶታትኩም ንምምላስን፡ ኃበሬታኹም ንምሃብ ምኽንያት ዝኾነ ጒዳይ ንምምላእ፡
ንኣብነት፡ ብዛዕባ ኣገልግሎትና ንኽትሓቱ፡ ነኣኹም እንረኽበሉ ኃበሬታ ምስ እትካፈሉ፡ ነቲ ዝሃብኩምዎ ውልቃዊ ኃበሬታ ብምጥቃም ንሕቶኹም ምላሽ ንህብ። ፍርያት ወይ ኣገልግሎት ንምዕዳግ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ምስ እትህቡ፡ ነቲ ዝሃብኩምዎ ኃበሬታ ተጠቒምና ክፍሊት ንምውርራድን፡ ኣቕርቦት ንምስላጥን ንሰርሕ። ኣብ እዋን ምእካብ ኃበሬታኹም ከም ዝተገልጸ ወይ ከኣ ኣብ CCPA ከም ዝሰፈረ፡ ሕጊ ብዚጠልቦ ኣገባብ፡ ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ትእዛዝ ቤትፍርዲ፡ ወይ መንግሥታዊ መምርሒ ንዜቕርብዎ ሕቶታት ንምምላሽ ንዕላማታት ውሽጣዊ ምምሕዳርን ጸብጻብን፡ ሓደጋታት ውሕስነት ብኣጋ ንምልላይን፡ ናይ ጸይቂ፡ ምትላል፡ ምጥፍፋእ፡ ወይ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ምክልኻልን ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ፡ ኣብዚ ንዚተሳተፉ ተሓተትቲ ናብ ሕጊ ምቕራብን ዜጠቓልል፡ እዞም ዝቐረቡ ኣብነታት ሓፈሻዊ ሳኣሊ ንምሃብ ደኣምበር ንኹሉ ዚሽፍን ከም ዘይኮነ ምምልካት ኣድላዪ ኢዩ። ኃበሬታኹም ብከመይ ከም እንጥቀመሎም ዝያዳ ሕሃበሬታ ምስ እትደልዩ፡ "ኣጠቓቕማ ውልቃዊ ኃበሬታኹም" ዚብል ክፍሊ ተወከሱ።
ተወሳኺ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ክንእክብ ወይ ዝኣከብናዮ ኃበሬታ፡ ንዝተፈልየ፡ ዘይራኸብ፡ ወይ ዘየሳኒ ዕላማ ክንጥቀመሉ እንተወሲንና፡ ነዚ ናይ ስትረት ፒሊሲ ክነመኃይሾ ኢና
- ውልቃዊ ኃበሬታ ንንግዳዊ ዕላማታት ምግላጽ፡
- ኣብ ዝኃለፉ 12 ኣዋርኅ፡ እዞም ዚስዕቡ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ንንግዳዊ ዕላማ ክንጥቀመሉ ወይ ክንገልጾ/ ተጠቒምናሉ ወይ ገሊጽናዮ ክንከውን ንኽእል።
ደረጃ A, መለለይ፡ ደረጃ B, ኣብ ሕግታት መዝገብ ዓማዊል ካሊፎርኒያ (Cal. Civ. Code § 1798.80(e)) ዝተዘርዘረ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ደረጃ D, ንግዳዊ ኃበሬታ፡ ደረጃ F, በይነ-ሰኪዔት ወይ ካልእ ተመሳሳሊ ንጥፈት መራኸቢ፡ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ደረጃታት፡ ኣብ aaCCPA ዝተገልጹ ምዃኖም ተመልከቱ። እዚ ማለት፡ ኩላቶም ኣብነታት ደረጃ ውልቃዊ ኃበሬታ ተገሊጾም ኣየስምዕን፡ ግን ንሕና ክሳዕ እንፈልጦ፡ ካብዚ ዝተመልከተ ደረጃ ኃበሬታ ኪግከጽ ወይ ድሮ ተገሊጹ ኪኸውን ከም ዚኽእል ንዘሎና እምነት የንጸባርቕ።
ውልቃዊ ኃበሬታ ንንግዳዊ ዕላማ ምስ እንገልጽ፡ ነቲ ዕላማ ዚገልጽን ተቐበልቲ ውልቃዊ ኃበሬታ ብምስጢር ኪዕቅብዎን፡ ብዘይካ ዚኣተውዎ ውዕል ንምምላእ ንኻልእ ከይጥቀሙሉን ውዕል ንኣቱ።
- መሸጣ ውልቃዊ ኃበሬታ፡
- ኣብ CCPA ከም ዝተገልጸ፡ መሸጣ ማለት ምሻጥ፡ ንግዳዊ ትካል ንሣልሳይ ኣካል ብዋጋ ምክራይ፡ ምፍናው፡ ምግላጽ፡ ምዝርጋሕ፡ ምቕራብ፡ ምትኅልላፍ ወይ ብቓል ብጽሑፍ ብኤለክትሮኒካዊ ወይ ብኻልእ ኣገባብ፡ ውልቃዊ ኃበሬታ ዓማዊል ምንጋር ኢዩ።
እዚ ማለት፡ውልቃዊ ኃበሬታ ብምሃብ፡ ብኣምሳያኡ፡ ገንዘብ'ኳ እንተዘይኮነ፡ ዝተወሰነ ዓይነት ጥቕምታት ተቐቢልና ክንከውን ንኽእል።
እዚ ማለት፡ ኩላቶም ናይ ውልቃዊ ኃበሬታ ደረጃ ኣብነታት ተሸይጦም ማለት ኣይኮነን። ግን ብእንፈልጦ መጠን፡ ገሊኡ ካብቲ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ብዋጋ ኪሽየጥ ወይ ተሸይጡ ኪኸውን ከም ዚኽእል ንዘሎና እምነት የንጸባርቕ።
ኣብ ዝኃለፉ 12 ኣዋርሕ፡ እዞም ዚስዕቡ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ክንሸይጥ ወይ ሼጥና ክንከውን ንኽእል።
ደረጃ A, መለለይታት፡ ደረጃ B, ኣብ ሕጊ መዝገብ ዓማዊል ካሊፎርኒያ (Cal. Civ. Code § 1798.80(e)) ዝተመዝገቡ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ደረጃ D, ንግዳዊ ኃበሬታ, ደረጃ F, በይነ-ሰኪዔት ወይ ካልእ ተመሳሳሊ መራኸቢ
- ምክፋል ውልቃዊ ኃበሬታ
- ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ደረጃታት ዝተፈልየ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ምስዞም ዚስዕቡ ደረጃታት ሣልሳይ ኣካል ክንካፈሎ ንኽእል።:
ወሃብቲ ኣገልግሎት፣ ሰራሕቲ ክፍሊት፣ መሻርኽትና፣ ናይ ንግዲ መሳርሕትና፣ ምስ እነቕርቦ ፍርያት ወይ ኣገልግሎት ብዝተተኃኃዘ፣ ንስኹም ወይ ወከልትኹም ውልቃዊ ኃበሬታኹም ምስ ክንካፈሎ ሥልጣን ዝሃብኩምና ሣልሳይ ኣካል ኣቕረብቲ
- መሸጣ ውልቃዊ ኃበሬታ ትሕቲ 16 ዓመት ዕድመ
- ብመገዲ ኣገልግሎትና፣ ካብ ትሕቲ ዕድመ (16 ዓመት) ብፍላጥ ውልቃዊ ኃበሬታ ኣይንእክብን፡ ገሊኣቶም ምሳና ርክብ ዘለዎም ሣልሳይ ኣካል መርበባት መራኸቢ ኪእክቡ ይኽእሉ ይኾኑ። እዞም ናይ ሣልሳይ ኣካል መርበባት መራኸቢ፡ ናይ ገዛእ ርእሶም ናይ ውዕልን ኲነታትን፡ ከምኡ'ውን ናይ ስትረት ፖሊሲታት ኣለዎም። ወለድን ሕጋውያን ኃለይትን፡ ኣጠቓቕማ በይነ-ሰኪዔት ቆልዑት ኪቆጻጸሩን፡ ከየፍቀዱ ንዝኾነ ይኹን መርበብ መራኸቢ ኃበሬታ ንኸየካፍሉ መምርሒ ኪህቡዎም ይግባእ።
ካብ 13-16 ዝዕድሚኦም ዓማዊል፡ ወይ ከኣ፡ ትሕቲ 13 ዓመት ዕድመ እንተኾይኖም፡ ካብ ወለዶም ወይ ካብ ሕጋውያን ኃለይቶም መሰል ተሳትፎ ብዜረጋግጽ፡ ትእዛዝ ከይተቐበልና፡ ትሕቲ 16 ዓመት ዕድመ ምዃኖም ናይ እንፈልጦም ዓማዊል ውልቃዊ ኃበሬታ ኣይንሸይጥን፡ ኣብ ምሻጥ ውልቃዊ ኃበሬታ ኪሳተፉ ዚመረጹ ዓማዊል፡ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ካብዚ ተሳትፎ ኪወጽኡ ይኽእሉ። ንስኹም ወይ ሕጋዊ ወኪልኩም፡ ናይ ዘይምስታፍ መሰል ድልየትኩም ነኣና ብምኅባር ክተረጋግጹ ትኽእሉ። ፡
ትሕቲ 13-16 ዕድመ ነኣና ውልቃዊ ኃባሬታ ኣካፊሉና ኪኸውን ከም ዚኽእል እንተኣሚንኩም፡ ነቲ ኃበሬታ ምድምሳስ ንኽንካኣል፡ እኹል ዝርዝር ኂዝኩም ርኸቡና።
- ኣብ ትሕቲ CCPA ዘሎኩም መሰላት
- CCPA ንነበርቲ ካሊፎርኒያ፡ ንውልቃዊ ኃበሬታኦም ዚምልከት ፍሉይ መሰል ይህብ፡ ነባሪ ካሊፎርኒያ እንተኾንኩም፡ እዞም ዚስዕቡ መሰላት ኣለውኹም፡
መሰል ምልክታ፣ ኣየኖት ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ ይእከቡ ከም ዘለውን፡ እቲ ኃበሬታ ንምንታይ ጥቕሚ ይውዕል፡ከም ዘሎን ንምፍላጥ፡ ምልክታ ናይ ምቕባል መሰል ኣሎኩም። ናይ ምሕታት መሰል፡ ኣብ ትሕቲ CCPA, ኣብ እዋን ምእካብ፡ ምጥቃም፡ ምሻጥ፡ ብንግዳዊ ምኽንያት ምግላጽን ምክፋልን ኃበሬታኹም ንኽነፍልጠኩም ናይ ምሕታት መሰል ኣሎኩም። ሕቶኹም ምቕባልና ምስ እነረጋግጽ፡ ክንገልጸልኩም ኢና። ብዛዕባኹም እንእክቦም ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ብዛዕባኹም ዝኣከብናዮ ደረጃ ምንጭታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንምእካብን ምሻጥን ዘድለየሉ ንግዳዊ ዕላማና፡
ኃበሬታኹም ምስ እንካፈሎም ደረጃታት ሣልሳይ ኣካል ብዛዕባኹም ዝኣከብናዮም ፍሉያት ባእታታት ውልቃዊ ኃበሬታ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ሼጥናዮ ወይ ንንግዳዊ ዕላማ ገሊጽናዮ እንተኾይንና፡ ክነፍልጠኩም ኢና፡ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ዝተሸጡ ደረጃታት፡ ደረጃታት ውልቃዊ ኃበሬታ፡ ዝተገልጹ ደረጃታት፡ ካብ ተሳትፎ መሸጣ ውልቃዊ ኃበሬታ ምውጻእ፡ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንኸይሽየጥ መምርሒ ክትህቡና መሰል ኣሎኩም። ናይ ዘይምስታፍ ሕቶኹም ንኽነማልእ ርኸቡና። መሰል ምድምሳስ ውልቃዊ ኃበሬታ። ምስ ገለ ሕድገታቱ፡ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ንኽድምሰሰልኩም ክትሓቱ መሰል ኣሎኩም። ሕቶኹም ምቕባልና ምስ ኣረጋገጽና፡ ብዘይካ ነዚ ዚምልከት ሕድገታት፡ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ካብ መዛግብትናን፡ ካብ መዛግብቲ ወሃብቲ ኣገልግሎትናን ንኽድምሰስ መምርሒ ክንህብ ኢና። እዚ ኃበሬታ ነኣና ወይ ንወሃብቲ ኣገልግሎትና ነዚ ኃበሬታ ምዕቃብ፡ በዞም ዚስዕቡ ምኽንያታት ኣድላይ ኣብ ዝኾነሉ፡ ናይ ምድምሳስ ሕቶኹም ክንነጽግ ንኽእል። ውልቃዊ ኃበሬታ ዝኣከብናሉ ጉዳይ ንምምላእ፡ ዝጠለብኩምዎ ፍርያት ወይ ኣገልግሎት ንምቕራብ፡ ብመንጽር ምሳኹም እነካይዶ ንግዳዊ ርክብ፡ ምኽኑይ ዝኾነ ትጽቢት ዚግበረሉ ስጒምቲ ንምውሳድ፡ ወይ ከኣ፡ ምሳኹም ዘሎና ውዕል ንምምላእ፡ ናይ ውሕስነት ሓደጋታት ንምልላይ፡ ካብ ጸይቂ፡ መታለሊ፡ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ንምክልኻል፡ ንተሓተትቲ ናብ ሕጊ ምቕራብ፡ ኣብ ውሽጢ ፍርያት ኪህሉ ንዚኽእል፡ ንስራሕ ዚዕንቅፍ ጌጋታት ኣለሊኻ ምዕራይ፡ ብናጽነት ናይ ምዝራብ መሰል ምጥቃም፡ ዓማዊል ንዘለዎም ብናጽነት ናይ ምዝራብ ወይ ካልእ ሕጊ ዚፈቕዶም መሰላት ምኽባር፡ ንሕጊ ስትረት ኤለክትሮኒካዊ ርክባት ካሊፎርኒያ (Cal. Penal Code § 1546 et. seq.) ምኽባር። ኣብ ሕዝባዊ ወይ ከኣ ዝተጸንዐ ሥነ-ፍልጠታዊ፡ ታሪኻዊ፡ ወይ ከኣ፡ ሕዝባዊ ኣገዳስነት ዘለዎ፡ ንኹሉ ሕግታት ስትረትን ሥነ-ምግባርን ዜኽብር ጸብጻባዊ ምርምራት ምስታፍ፡ እቲ ኪድምሰስ ዝተደልየ ኃበሬታ፡ ንውጽኢት ምርምር ኣብ ዚድርተሉ ወይ ዘይከኣል ኣብ ዚገብረሉ፡ ኣቐዲምኩም ብፍላጥ ፍቓድኩም ምስ እትህቡ፡ ምስ ዓማዊልና ካብ ዘሎና ርክብ፡ ምኽኑይ ዝኾነ ትጽቢት ብዜሳኒ፡ ንውሽጣዊ ጥቕሚ ጥራሕ ኣብ እነውዕሎ፡ ሕጋዊ ግቡኣት ንምምላእ፡ ብመንጽር'ቲ ኃበሬታ ዘቕረብኩምሉ ኩነት ብዜሳኒ፡ ንኻልእ ውሽጣውን ሕጋውን ኣተቓቕማ ናይቲ ኃበሬታ ኣብ ልዕሌኹም ሌላን ጒሌላን ከይካየድ፡ ዝኾነ ይኹን ናይ ዓሚል መሰላትኩም ኣብ እተኽብሩሉ፡ ነዞም ዚስዕቡ ዜጠቓልል፡ኣብ ልዕሌኹም ሌላን ጒሌላን ከይካየድ መሰል ኣሎኩም፡ ንምጒዳል ዋጋታትን ካልእ ጥቕምታትን ዜጠቓልል፡ ነኣኹም ዝተፈልየ ዋጋ ፍርያት ወይ ኣገልግሎት ብምሕታት፡ መቕጻዕቲ ብምስላዕ፡ ነኣኹም ዝተፈልየ ደረጃ ወይ ዓይነት ንብረት ወይ ኣገልግሎት ብምቕራብ፡ ንንብረት ወይ ኣገልግሎት ዝተፈልየ ዋጋታት፡ ወይ ከኣ ዝተፈልየ ደረጃ ወይ ዓይነት ንብረት ወይ ኣገልግሎት ክትቅበሉ ምዃንኩም ዜመልክት
- ናይ CCPA መሰል ምዕቃብ ውህሉል ኃበሬታኹም ምኽባር፡
- ኣብ ትሕቲ CCPA ዘሎኩም ዝኮነ ይኹን መሰል ንምኽባርን፡ ነባሪ ካሊፎርኒያ እንተኾይንኩምን፡ ብኢመይል፡ ኣብዚ ገጽ ዘሎ መርበብ መራኸቢና ብምብጻሕ፡ ክትረኽቡና ትኽእሉ። http://www.adulites.com/contact
ንስኹም በይንኹም ወይ ከኣ ነኣኹም ኪውክል ሥልጣን ዝሃብኩምዎ፡ ኣብ ናይ ጸሓፊ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርኒያ ዝተመዝገበ ሰብ፡ ንኃበሬታኹም ዚምልከት ኪረጋገጽ ዚኽእል ሕቶ የቕርብ።
እተቕርቡልና ሕቶ፡
ዝኣከብናዮ ኃበሬታ ናትኩም ምዃኑ ንምርግጋጽ ዜኽእለና እኹል ኃበሬታ ክተቕርቡ ኣለኩም፡ ወይ ከኣ ወኪልኩም፡ ንእተቕርብዎ ሕቶ ብዚምልከት ብዚግባእ ንኽንርዳእ፡ ንኽነመዛዝንን መልሲ ንኽንህበሉን ዜኽእለና ብዚግባእ ዝተዘርዘረ መግለጺ ኪህብ ኣለዎ፡
መንነትኩም ወይ ንምሕታት ዘሎኩም ሥልጣን፡ ወይ እቲ ውልቃዉ ኃበሬታ ነኣኹም ዚምልከት ምዃኑ ክነረጋግጽ እንተዘይከኣልና፡ ሕቶኹም ክንምልስ ወይ ዝተደልየ ኃበሬታ ክነቕርበልኩም ኣይንኽእልን፡ ኪረጋገጽ ዚኽእል ዝተሓተተ ኃበሬታ ምስ ተቐበልና፡ ብዘይ ክፍሊት፡ ኣብ ውሽጢ 45 መዓልታት ክንገልጸልኩምን ክነቕርበልኩምን ኢና፡ ቅቡል ብዝኾነ ምኽንያትን ኣቐዲምና ብምኅባርን፡ ንዝተደልየ ኃበሬታ እነቕርበሉ እዋን፡ ንሓደ ጊዜ ጥራሕ ብ45 መዓልታት ኪናዋሕ ይኽእል።
ዝኾነ ይኹን እነቕርቦ መግለጺ፡ ኪረጋገጽ ዚኽእል ሕቶ ካብ ዝተቐበልናሉ ንዚቕድም 12 ኣዋርኅ ጥራሕ ይሽፍን።
ሕቶ ምጒዕዓዝ ውህሉል ኃበሬታ ብዚምልከት፡ ውህሉል ኃበሬታኹም ንኺስራሓሉ ድሉው ብዝኾነ ኣገባብን ብዘይ ዕንቅፋት ንኽተጓዓዕዝዎ ብእትኽእሉሉ ኣገባብ ነቕርበልኩም።
- ውልቃዊ ኃበሬታይ ከይሽየጥ፡
- ካብ ተሳትፎ ምሻጥ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ክትወጽኡ ትኽእሉ። ካባኹም ኪረጋገጽ ዚኽእል ሕቶ ኣብ ዝተቐበልናሉን ዘረጋገጽናሉን፡ ውልቃዊ ኃበሬታኹም ምሻጥ ክነቋርጽ ኢና። ኣብ መሸጣ ናይ ዘይምስታፍ መሰልኩም ንምኽባር ርኸቡና።
- ፖሊሲ ኣይትከተሉኒ፡ ሕጊ ምዕቃብ ስትረት መስመር (CalOPPA) ብዚጠልቦ፡
- ኣገልግሎትና ንምልክት ኣይትከተሉኒ ምላሽ ኣይህብን።
እንተኾነ ግን፡ገሊኣተን ናይ ሣልሳይ ኣካል መርበባት ኃበሬታ፡ ሃሰስ ናይ ዝበልኩምሉ ንጥፈታት ይከታተላ ኢያተን። ነዘብ መርበባት ኃበሬታ ኣብ እትበጽሑሉ፡ ኣብ ናይ ሃሰስ መበሊ ምርጫታትኩም፡ ምክትታል ኪግበረልኩም ከምዘይትደልዩ ክተፍልጡ ትኽእሉ። ነቲ ናይ መብጽሒ ምርጫታትኩም ዜርኢ ገጽ ኣይትከተሉኒ ዚብል ምርጫ ክትውልዕዎን ክተጥፍእዎን ትኽእሉ።
- ስትረት ቆልዑት
- ኣገልግሎትና ንዝኾነ ትሕቲ 13 ዓመት ዕድመ ንዘለዎም ቆልዑት ኣየጠቓልልን። ካብ ዝኾነ ይኹን ትሕቲ 13 ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑት፡ ብውልቂ ዜለሊ ኃበሬታ ብፍላጥ ኣይንእክብን። ወለዲ ወይ ሕጋውያን ኃለይቲ ምስ እትኾኑ፡ ቆልዓኹም ከኣ ኃበሬታ ከም ዜቕረበልና ምስ እትፈልጡ ርኸቡና። ፍቓድ ወለዲ ብዘይምርግጋጽ፡ ካብ ዝኾነ ትሕቲ 13 ዓመት ዕድመ ውልቃዊ ኃበሬታ ከም ዝኣከብና እንተፈሊጥና፡ ነቲ ኃበሬታ ካብ መሳርሒታትና ንምእላይ ስጒምቲ ንወስድ። ብኃበሬታኹም ንምስራሕ፡ ኣብ ሕጋዊ መሰረት ዘለዎ ፍቓድ ምምርኳስ ምስ ዜድልየና፡ ሀገርኩም ከኣ ፍቓድ ወለዲ ዚጠልብ እንተኾነ፡ ነቲ ኃበሬታ ቅድሚ ምእካብናን ኣብ ጥቕሚ ምውዓልናን ፍቓድ ወለዲ ክንሓትት ንኽእል።
- ናይ ካሊፎርኒያ መሰል ስትረትኩም፡ (ሕጊ ነጸብራቕ ብርሃን ካሊፎርኒያ)
- ኣብ ትሕቲ በርጌሳዊ ዓንቀጽ ካሊፎርኒያ፡ ክፍሊ 1798፡ (ሕጊ ነጸብራቕ ብርሃን ካሊፎርኒያ)፡ ምሳና ንግዳዊ መሰረት ዘለዎ ርክብ ዘለዎም ነበርቲ ካሊፎርኒያ፡ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ፡ ብዛዕባ ምስ ናይ ሣልሳይ ኣካል ቀጥታዊ ዕላማታት ዕዳጋ ኃበሬታኦም ምክፋል ብዚምልከት፡ ኪሓቱ ይኽእሉ።
ኣብ ትሕቲ ሕጊ ነጸብራቕ ብርሃን ካሊፎርኒያ ተወሳኺ ሕቶ ክተቕርቡ ምስ እትደልዩን፡ ነባሪ ካሊፎርኒያ ምስ እትኾኑን፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ መርከቢ ኃበሬታ ብምጥቃም ክትረኽቡና ትኽእሉ።
- መሰላት ስትረት ንተጠቐምቲ ትሕቲ ዕድመ ካሊፎርኒያ (ሕግታት ንግድን ሞያን ካሊፎርኒያ፡ ዓንቀጽ 22581)
- ሕግታት ንግድን ሞያን ካሊፎርኒያ፡ ዓንቀጽ 22581፡ ንትሕቲ 18 ዓመት ዕድመ ዘለዎም፡ ዝተመዝገቡ ተጠቐምቲ ቦታታት መስመር፡ ኣገልግሎታትን መዘውተሪታትን ዚኾኑ ነበርቲ ካሊፎርኒያ፡ ኣብ ሕዝባዊ ገጻት ዜስፈርዎ ትኅዝቶ ወይ ኃበሬታ ንኺለዓለሎም ኪሓቱን ኪማልኣሎምን ይፈቅድ።
እዚ ኃበሬታ ንኺለዓል ንምሕታትን፡ ነባሪ ካሊፎርኒያ ምስ እትኾኑን፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኃበሬታ፡ ምስ ሕሳብኩም ዝሰፈረ ኣድራሻ ኢመይልኩም ብምቕራብ ክትረኽቡና ትኽእሉ።
እተቕርብዎ ሕቶ፡ ኣብ መስመር ንዝተዘርግሐ ትኅዝቶ ወይ ኃበሬታ ምሉእ ብምሉእ ንምውጋድ ውሕስነት ከምዘይህብን፡ ኣብ ገሊኡ ኲነታት፡ ኃበሬታ ንምልዓል ከም ዘይፍቀድን ከምዘየድልን ምፍላጥ የድሊ።
- ምስ ካልእ መርበባት መራኸቢ መላገቢታት፡
- ኣገልግሎትና፡ ብኣና ምስ ዘይካየዱ ካልኦት መርበባት መራኸቢ ዜተኃኅዝ መላገቢ ኩህልዎ ይኽእል፡ ናይ ሣልሳይ ኣካል፡መላገቢ ምስ እትጥውቑ፡ ናብቲ መርበብ መራኸቢ ሣልሳይ ኣካል ክትምርሑ ኢኹም። ናይ እትበጽሕዎም ነፍሲ ወከፍ መርበባት ፖሊሲ ስትረት ክትምልከቱ ኣጸቢቕና ንመኽረኩም።
ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሣልሳይ ኣካል መርበብ ወይ ኣገልግሎት፡ ትኅዝቶ፡ ፖሊሲ ስትረት ወይ ንጥፈታት፡ ቁጽጽር ኮነ ኃላፍነትን የብልናን።
- ኣብዚ ፒሊሲ ስትረት ዚግበሩ ለውጥታት፡
- ፖሊሲ ስትረትና ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ምምኅያሽ ክንገብረሉ ኢና፡ ንዝኾነ እንገብሪ ለውጢ፡ ነቲ ሓድሽ ፖሊሲ ኣብዚ ገጽ ብምስፋር ክነፍልጠኩም ኢና።
እቲ ዚግበር ለውጢ ኣብ ግብሪ ቅድሚ ምውዓሉ፡ ዝተመኃየሸሉ ዕለት ኣብ ላዕሊ ናይዚ ፖሊሲ ገጽ ብኢመይል ወይ ኣብ ኣገልግሎትና ኣብ ዚርአ ምልክታ ክነፍልጠኩም ኢና።
ዝኾነ ንዚግበር ለውጥታት ንምፍላጥ፡ ነዚ ፒሊሲ ስትረት፡ ኣብ ዘዝተወሰነ እዋን ንኽትምልከትዎ ንመክር። እቲ ዚግበር ለውጢ ኣብዚ ገጽ ካብ ዚሰፈረሉ እዋን ኣትኂዙ ግብራዊ ይኸውን።
ርኸቡና
ብዛዕባ እዚ ፒሊሲ ስትረት ዝኾነ ሕቶ ምስ ዚህልወኩም ርኸቡና።
ብኢመይል፡ support@adulites.com
ኣብዚ ገጽ ናይ መርበብ ኃበሬታና ብምብጻሕ ክትረኽቡና ትኽእሉ።
http://www.adulites.com/contact