ዶ/ር ዳንኤል ሃብተሚካኤል፡ ብዛዕባ ጥንታዊት ኣዱሊስ ዘቕረበልና ናይ ነዊሕ ዓመታት ውጽኢት ምርምርን መጽናዕትን፡ ነቲ መኣዝኑ ጠፊእዎ፡ ዕንይንይ ዚብል ዘሎ ኣንፈት ኅብረተሰብና፡ ንጥንታዊ ታሪኽና ካብ ዝተቐበሮ ፍሒሩ ብምውጻእ፡ ልዑል ፍናን ብዘስንቕ ኣገባብ፡ ኣብ ድልዱል ታሪኻዊ መሰረት ዜንብርን፣ ረዚን ክብሪ ዜጎናጽፍን፡ ሓድሽ ተስፋን ጽንዓትን ብምዕጣቕ ከኣ ንጹር ጎደና ዜነጽር ገጸ-በረኸት ኢዩ።
–
እንጅነር ተስፋልደት ሚኪኤል